ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b ብዙሓት ኣዴታት ድሕሪ ሕርሲ ኣብ ዘለዋ ሰሙናት ፍዅስ ዝበለ ጭንቀት የሕድራ እየን። ገሊአን ግን ብሕክምና እውን ስም ዘለዎ ኸቢድ ጭንቀት የሕድራ እየን። ነዚ ጸገም እዚ ብኸመይ ከም እተለልዮን ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉን ሓበሬታ እንተ ደሊኻ፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እትሕተም መጽሔት ንቕሑ!፡ ኣብ ናይ 22 ሓምለ 2002 ሕታም (እንግሊዝኛ) ዝወጸት፡ “ድሕሪ ሕርሲ ምስ ዘጋጠመኒ ጭንቀት ተቓሊሰ ኣሰነፍኩ” ዘርእስታ ዓንቀጽ፡ ከምኡውን ኣብ ናይ 8 ሰነ 2003 ሕታም (እንግሊዝኛ) ዝወጸት፡ “ድሕሪ ሕርሲ ንዜጋጥም ጭንቀት ምርዳኡ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ። ነዘን ዓንቀጻት እዚኣተን፡ ኣብ ኢንተርነት፡ ኣብ www.watchtower.org ክትረኽበን ትኽእል ኢኻ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ