እግረ ጽሑፍ
c እቲ “ሾብዓተ ኸዋኽብቲ” ተባሂሉ ዘሎ፡ ንጥምሮ ኸዋኽብቲ ፕልያድስ ኬመልክት ይኽእል እዩ። ብዘይካዚ፡ እቲ ኣብታ ጥቕሲ ተጠቒሱ ዘሎ ኻልኣይ ጥምሮ ኸዋኽብቲ ን“ኦርዮን” ዜመልክት ኪኸውን ይኽእል እዩ። እዚ እኩብ ከዋኽብቲ እዚ ግሁድ ለውጢ ንኺገብር፡ ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዚቝጸር ዓመታት እዩ ዜድልዮ።