ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

e ቍጠባዊ ጽላታት ኣብ ኵሉ እቲ ነገስታት ካልኣይ ሃጸያዊ ግዝኣት ባቢሎን ዝገዝኡሉ ዓመታት ነይሩ እዩ። እቲ እዞም ነገስታት እዚኣቶም ዝገዝኡሉ ዓመታት ብምድማርን ብምጽብጻብን ካብቲ ናይ መወዳእታ ንጉስ ካልኣይ ሃጸያዊ ግዝኣት ባቢሎን ዝዀነ ናቦኒደስ ኣትሒዝና ንድሕሪት እንተ ቘጺርና፡ ጥፍኣት የሩሳሌም ብ587 ቅ.ክ. ከም እተፈጸመ ይሕብር። እዚ ኺዓዪ ዚኽእል ግና ነፍሲ ወከፍ ንጉስ ንኻልእ ተኪኡ ኣብ ስልጣን ዝደየበ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት፡ ማለት ኣብ መንጎ ሃጓፍ ዘይብሉ እንተ ዀይኑ ጥራይ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ