እግረ ጽሑፍ
a መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንወዱ ቓል ብቓሉ ብሰበይቲ ኣቢሉ ኸም ዝወለዶ ኣይምህርን እዩ። ኣብ ክንዳኡስ፡ የሆዋ ነዚ መንፈሳዊ ፍጡር እዚ ኸም ዝፈጠሮ፡ ካብ ድንግል ማርያም ንኺውለድ ከኣ ናብ ምድሪ ኸም ዝለኣኾ እዩ ዚምህር። ኣምላኽ ንየሱስ ስለ ዝፈጠሮ ኸኣ፡ ኣቦኡ ተባሂሉ ኺጽዋዕ ይኽእል እዩ።