እግረ ጽሑፍ a ሓድሓደ ግዜ፡ ቫልደስ፡ ፒየር ቫልደስ ወይ ፒተር ዋልዶ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ ነይሩ እዩ፣ እቲ ናይ መጀመርታ ስሙ እንታይ ከም ዝነበረ ግና ርግጸኛታት ኣይኰንናን።