ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b ከምቲ ናእሚ ዝገለጸቶ፡ ምሕረት ወይ ለውሃት የሆዋ ኣብ ህያዋን ጥራይ እተሓጽረ ኣይኰነን፣ ንምዉታት እውን የጠቓልል እዩ። ናእሚ፡ ሰብኣያን ክልተ ደቃን ብሞት ስኢና እያ። ሩት ከኣ ሰብኣያ ሞይትዋ እዩ። ሰለስቲኦም እቶም ሰብኡት ንኣንስቶም የፍቅርወን ነይሮም ኪዀኑ ኣለዎም። ስለዚ፡ ንናእሚን ንሩትን ዚግበረለን ለውሃት፡ ነቶም ንኣንስቶም ግቡእ ክንክን ኪገብሩለን ዚደልዩ ዝነበሩ ሰብኡት ከም እተገብረሎም ጌርካ ኺርአ ይኽእል እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ