እግረ ጽሑፍ c ነታ መበለት ናይ ምምርዓው መሰል፡ ፈለማ ንሓው እቲ መዋቲ፡ ድሕሪኡ ንቐረባ ዘመድ እዩ ዚውሃብ ነይሩ፣ ርስቲ ኣብ ምውሳድ እውን ከምኡ እዩ ዚግበር ነይሩ።—ዘሁልቍ 27:5-11።