እግረ ጽሑፍ a ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እታ “ነፍሲ” እትብል ቃል፡ ንዅለንትና እያ እተመልክት። ስለዚ፡ “ልቢ፡” “ሓይሊ፡” ከምኡውን “ኣእምሮ” ኣብ “ነፍሲ” ኺጠቓለል ይኽእል እዩ።