ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a የሱስ ዝመሰሎ ምሳሌ ኣብ ህይወት ንዜጋጥም ናይ ሓቂ ልምድታትን ተግባራትን እዩ ዜንጸባርቕ ነይሩ። ኣይሁድ ንጋሻ ምቕባል ከም ኣዝዩ ኣገዳሲ ግዴታ ገይሮም እዮም ዚርእይዎ ነይሮም። ሓንቲ ስድራ ቤት ነታ መዓልቲ እትኣኽላ እንጌራ ጥራይ እያ እትስንክት ነይራ፣ ስለዚ፡ እቲ እተሰንከተ እንተ ተወዲኡ፡ እንጌራ ምልቃሕ ልሙድ እዩ ነይሩ። ድኻታት እንተ ዀይኖም ከኣ፡ ኵሎም ኣባላት ስድራ ቤት ኣብ ሓንቲ ኽፍሊ፡ ኣብ ባይታ እዮም ዚድቅሱ ነይሮም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ