እግረ ጽሑፍ
b የሱስ ብዙሕ ሳዕ ካብ ዝነኣሰ ጕዳይ ተበጊሱ ናብ ዝዓበየ ጕዳይ ብምምልካት፡ “ክንደይ ኣብዚሑ” ዚብል መጐተ ተጠቒሙ ኣሎ። ሓደ ምሁር፡ “እቲ መጐተ፡ ‘“ሀ” ሓቂ እንተ ዀይኑ፡ “ለ” ግዳ ኽንደይ ብዝያዳ ሓቂ ዘይከውን’ ዚብል ሓሳብ እዩ ዜቕርብ” ኢሉ ገሊጹ ኣሎ።