እግረ ጽሑፍ a ሓቂ እዩ፡ ብምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ጌርና ንኻልኦት ጽልዋ ኽንገብረሎም ወይ ክንኵንኖም ኣይግብኣናን እዩ። ምስቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንመርሓሉ ሰብ ኣብ ዘሎና ርክብ፡ ልክዕ ከም የሆዋ፡ ዕጉሳትን ለዋሃትን ክንከውን ኣሎና።—መዝ. 103:8።