እግረ ጽሑፍ
b ነቲ ኣብ ሓንቲ ጥቕሲ ዚርከብ ቀንዲ ቓላት ትዝክሮ ትኸውን፣ ኰይኑ ግና፡ ነቲ መጽሓፍን ምዕራፍን ፍቕድን እንተ ዘይዘከርካዮኸ፧ ነቲ ቓላት ኣብቲ ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ መሐበሪ፡ ኣብ ዎችታወር ላይብረሪ፡ ወይ ከኣ ኣብቲ ብተርታ ቓላት ጥቕስታት ዚሕብር ኮንኮርዳንስ ዚብሃል መወከሲ ናይ ትርጕም ሓዳስ ዓለም (እንግሊዝኛ) እንተ ኣናዲኻዮ፡ ነታ ጥቕሲ ትረኽባ ትኸውን።