እግረ ጽሑፍ
f ሕጡብ ጽሑፍ 16፦ ዳንኤል 12:3፡ “እቶም ጠቢባን [ቅቡኣት ክርስትያናት] ከም ምንጽብራቕ ጠፈር . . . ኪበርሁ እዮም” ትብል። ቅቡኣት ኣብ ምድሪ ኸለዉ፡ ኣብ ዕዮ ስብከት ብምክፋል ከም ብርሃን የብርሁ እዮም። ይኹን እምበር፡ ማቴዎስ 13:43 ብዛዕባ እቲ ኣብታ ሰማያዊት መንግስቲ ደሚቖም ዚበርሁሉ እዋን እያ እትገልጽ። ኣቐድም ኣቢልና ግና፡ ክልቲኤን እተን ጥቕስታት ንተመሳሳሊ ንጥፈት፡ ማለት ንዕዮ ስብከት ከም ዜመልክታ ጌርና ኢና እንሓስብ ኔርና።