እግረ ጽሑፍ
a ብዛዕባ ቛንቋታት ዚገልጽ ክልሰ ሓሳባት፡ መብዛሕትኡ ግዜ፡ ኣብቲ ደቂ ሰብ ካብ ህበይ መሰል ፍጥረታት ከም ዝፈለቐ ዚገልጽ ሓሳባት እተመርኰሰ እዩ። ብዛዕባ እዚ ዚገልጽ ሓሳባት፡ ኣብታ ብናይ የሆዋ መሰኻኽር እተሓትመት፡ ዘ ኦርጅን ኦቭ ላይፍ—ፋይቭ ኰስችንስ ዎርዝ ኣስኪንግ ዘርእስታ ብሮሹር፡ ኣብ ገጽ 27-29 ርአ።