ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b ተመራመርቲ ስነ ጥንቲ፡ ፒራሚድ ዝቕርጹ ደረጃ ዘለዎ ግምብታት ቤተ መቕደስ ኣብ ማእከል ሲንኣር ረኺቦም እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ፡ እቶም ኣብ ባቤል ዝነበሩ ሃነጽቲ እቲ ግምቢ፡ ጡብ ኣብ ክንዲ እምኒ፡ ጸብሪ ድማ ኣብ ክንዲ ኖራ ኸም እተጠቕሙ ይገልጽ። (ዘፍጥረት 11:3, 4) ዘ ኒው ኢንሳይክሎፔድያ ብሪታኒካ፡ ‘ኣብ መሰጶታምያ፡ እምኒ፡ ብርቂ ኸም ዝነበረ ወይ እውን ፈጺሙ ኸም ዘይነበረ፡ ጸብሪ ግና ብብዝሒ ይርከብ ከም ዝነበረ’ ይገልጽ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ