እግረ ጽሑፍ b ወላዲኻ ንበይኑ ዚነብር እንተ ደኣ ዀይኑ፡ እቶም ንዕኡ ኽንክን ዚገብሩሉ እትኣምኖም ሰባት ኣብ ሃንደበታዊ እዋን ብቕልጡፍ ምእንቲ ኺሕግዝዎ፡ መፍትሕ ቤቱ ሃቦም።