እግረ ጽሑፍ
b ደቂ ያእቆብ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ናብ ግብጺ ዝኸዱሉ እዋን፡ ካብ ስድራ ቤቶም እተፈልዩሉ መዓልታት፡ ካብ ሰለስተ ሰሙን ኣይበልጽን እዩ ነይሩ። ጸኒሖም ንሳቶምን ያእቆብን ናብ ግብጺ ኺግዕዙ ኸለዉ፡ ንኣንስቶምን ንደቆምን ምሳታቶም ተማሊኦምዎም እዮም።—ዘፍ. 46:6, 7።