እግረ ጽሑፍ a ቀዳማይ ጴጥሮስ 1:8, 9 ነቶም ሰማያዊ ተስፋ ዘለዎም ክርስትያናት እያ ተጻሒፋ። ይኹን እምበር፡ እቲ መሰረታዊ ስርዓት፡ ኣብቶም ምድራዊ ተስፋ ዘለዎም ውልቀ ሰባት እውን ይውዕል እዩ።