እግረ ጽሑፍ a ንኣብነት፡ ብዕድመ ዝደፍኡ ምኩራት ኣሕዋት ካብ ገሊኡ ሓላፍነታት ተኣልዮም ነቲ ሓላፍነታት እቲ ንእተሰከሙ ብዕድመ ዝነኣሱ ኣሕዋት ኪድግፍዎም ይሕተቱ ይዀኑ።