እግረ ጽሑፍ
a ትርጉም ሰብዓ ሊቃናት ኣብ ግብጺ ኣብ ሳልሳይ ዘመን ቅ.ክ. ኪትርጐም ከም ዝጀመረ እሞ ኽሳዕ 150 ቅ.ክ. ኣብ ዘሎ እዋን ድማ ከም እተዛዘመ እዩ ዚንገረሉ። እቲ ትርጉም እቲ ንምሁራት፡ ንገሊኡ ዘይንጹር ቃላትን ጽሑፍን እብራይስጢ ኼስተውዕልዎ ስለ ዚሕግዞም፡ ክሳዕ ሕጂ ኣገዳሲ ጌርካ እዩ ዚርአ።