እግረ ጽሑፍ b ማቴዎስ ንወንጌሉ ፈለማ ብእብራይስጢ ኸም ዝጸሓፋ፡ ደሓር ድማ ናብ ግሪኽኛ ኸም እተተርጐመት፡ ምናልባት እውን ባዕሉ ኸም ዚተርጐማ ዚኣምኑ ኣለዉ።