እግረ ጽሑፍ
a ከም እኒ እቲ ጸሓፊ ኤርምያስ ዝነበረ ባሩኽን ዔቤድ-ሜሌክ እቲ ኢትዮጵያውን ሬካባውያንን ዝኣመሰሉ ሰባት ብዓይኒ ዚርአ ምልክት ኣብ ግምባሮም እኳ እንተ ዘይተገብረሎም፡ ድሒኖም እዮም። (ኤር. 35:1-19፣ 39:15-18፣ 45:1-5) ንድሕነት ዚኸውን ምሳልያዊ ምልክት ተገይሩሎም እዩ።