እግረ ጽሑፍ b እሙናት ቅቡኣት ንድሕነት ዚኸውን ምልክት ኪግበረሎም ኣየድልዮምን እዩ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ቅድሚ ሙማቶም ወይ ቅድሚ ምጅማር እቲ ብርቱዕ ጸበባ ናይ መወዳእታ ማሕተም ኪግበረሎም እዩ።—ራእ. 7:1, 3።