እግረ ጽሑፍ a እቲ ማዕጺድ ነዊሕን በሊሕን ኰይኑ፡ ኣብ መቐለስ ሰረገላ ውግእ ይግጠም ነይሩ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ናብ ከምዚ ዝኣመሰለት ዘይትድፈር ተሽከርካሪት ውግእ ኪቐርብ ዚደፍር እሞ መን እዩ፧