እግረ ጽሑፍ
a እቲ “መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧” ዘርእስቱ ኣብ ወብ ሳይትና ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ንመጽናዕቲ ዚሕግዝ ዓምዲ፡ መንእሰያት ኰኑ ዓበይቲ ንሓቅታት መጽሓፍ ቅዱስ ኪርድእዎን ንኻልኦት ኪገልጹሎምን ኪሕግዝ ተባሂሉ እተዳለወ ጽቡቕ ዓምዲ እዩ። እዚ ዓምዲ እዚ፡ ኣብ jw.org እዩ ዚርከብ። ኣብ ትሕቲ BIBLE TEACHINGS > BIBLE STUDY TOOLS ክትረኽቦ ትኽእል ኢኻ።