እግረ ጽሑፍ a ኣቦ ኣቦሓጎኡ ንኖህ ዝዀነ ሄኖክ እውን ‘ምስቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ተመላሊሱ’ እዩ። ይኹን እምበር፡ ኖህ ከይተወልደ ኸሎ፡ ቅድሚ 69 ዓመት ‘ኣምላኽ ወሰዶ።’—ዘፍ. 5:23, 24።