እግረ ጽሑፍ b እቲ ኣብዛ ምሳሌ እዚኣ ዘሎ ጨናፍር ነቶም ሰማያዊ ህይወት ኪረኽቡ ተስፋ ዘለዎም ዜመልክት እኳ እንተ ዀነ፡ እታ ምሳሌ ግና ንዅሎም ኣገልገልቲ ኣምላኽ ዚጠቅም ትምህርትታት ሒዛ ኣላ።