እግረ ጽሑፍ d ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ፡ የሱስ፡ ደቀ መዛሙርቲ ብዛዕባ ምግባር ኪምህር ከሎ፡ ንምዝራእን ንምዕጻድን ከም ምሳሌ ገይሩ ተጠቒሙሉ እዩ።—ማቴ. 9:37፣ ዮሃ. 4:35-38።