ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

b መግለጺ ቓላት፦ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣን ኣብ እትስዕብ ዓንቀጽን፡ እታ “ድንጋጽ” እትብል ቃል፡ ስምዒት ካልኦት ተረዲእና ከማታቶም ኪስምዓና ምጽዓር ተመልክት። (ሮሜ 12:15) ንሓደ ዚሳቐ ወይ ዚግፋዕ ዘሎ ሰብ ምርሕራሕ ማለት እውን እያ። እዚ ስምዒት እዚ ኸኣ፡ ነቲ ሰብ ንምሕጋዝ ዚከኣለካ ዘበለ ኽትገብር ይድርኸካ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ “ድንጋጽ” ኺብሃል ከሎ፡ ምስ “ሓልዮት” ምስ እትብል ቃል ሕደ ትርጉም ኣለዎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ