እግረ ጽሑፍ
d መግለጺ ስእሊ፦ ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚግበር ኣኼባታት ንምቅርራብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ይኸፍት። (1) ሓደ ሽማግለ ንሓደ ንእሽቶ ኣስፋሕን ንኣዲኡን ብለውሃት የዛራርቦም። (2) ሓደ ኣቦን ጓሉን ንሓንቲ ብዕድመ ዝደፍአት ሓብቲ ደጊፎም ናብ ማኪና ይወስድዋ። (3) ክልተ ሽማግለታት ንሓንቲ ሓገዝ እትደሊ ሓብቲ ጽን ኢሎም ይሰምዕዋ።