እግረ ጽሑፍ
a ድንጋጽ ነርኢ እንተ ዄንና፡ ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስና ይውስኽ፡ ብዙሕ ግዜ እውን ፍረ ንረክብ ኢና። ስለምንታይ፧ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብ የሱስ እንታይ ከም እንምሃር ክንርኢ ኢና፣ ብተወሳኺ ድማ ኣብ ዕዮ ስብከት ንእንረኽቦም ሰባት ድንጋጽ እነርእየሉ ኣርባዕተ መገዲ ኽንርኢ ኢና።