እግረ ጽሑፍ
a ሎጥን እዮብን ናእሚን ንየሆዋ ብተኣማንነት ኣገልጊሎምዎ እዮም፣ ግናኸ፡ ኣብ ህይወቶም ብርቱዕ ጸቕጢ ኣሕሊፎም እዮም። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብ ተመክሮኦም እንታይ ክንምሃር ከም እንኽእል ትገልጽ። ኣሕዋትናን ኣሓትናን ጸገማት ኬጋጥሞም ከሎ ስለምንታይ ክንዕገሶምን ክንርሕርሓሎምን ከነጸናንዖምን ከም ዘሎና እውን ትምህር።