እግረ ጽሑፍ c መግለጺ ስእሊ፦ ሓደ ሓው ኣመና ስለ ዝጐሃየ፡ “ቀይዲ ዘይብሉ ዘረባ” ይዛረብ፣ ሓደ ሽማግለ ኸኣ ብትዕግስቲ ይሰምዖ። እቲ እተቘጥዐ ሓው ምስ ሃድአ፡ እቲ ሽማግለ ብለውሃት ይመኽሮ።