እግረ ጽሑፍ d መግለጺ ስእሊ፦ ብዕድመ ንኣሽቱ ሰብ ሓዳር ምስ ሓደ ኣብ ቀረባ ግዜ ሰበይቱ ዝሞተቶ ሓው ግዜ የሕልፉ። ስእልታት እናረኣዩ፡ ብዛዕባ እቲ ዝሓደገትሎም ጽቡቕ ተዘክሮታት የዕልሉ።