እግረ ጽሑፍ
a መወዳእታ እናቐረበ ምስ ከደ፡ ኵላትና ምስ ክርስትያናት ብጾትና ዘሎና ርክብ ከነደልድል የድልየና እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ካብቲ ኤርምያስ ዘሕለፎ ተመክሮ እንታይ ክንምሃር ከም እንኽእል ክንምርምር ኢና። ብዘይካዚ፡ ሎሚ ጥብቂ ዕርክነት ምምስራትና፡ ኣብ ግዜ ፈተና ብኸመይ ከም ዚሕግዘና እውን ክንርኢ ኢና።