እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ፦ እዛ ስእሊ እዚኣ ኣብቲ “ብርቱዕ ጸበባ” እንታይ ኪኸውን ከም ዚኽእል ተርኢ። ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ዋልድቢት ይእከቡ። ኣብቲ ግዜ ፈተና ኸኣ ንሓድሕዶም ይጸናንዑ። ኣብቲ ስዒቡ ዘሎ ሰለስተ ስእሊ፡ እቶም ኣሕዋትን ኣሓትን እቲኦም፡ እቲ ብርቱዕ ጸበባ ቕድሚ ምጅማሩ ድልዱል ዕርክነት ይምስርቱ።