እግረ ጽሑፍ
a ብዛዕባ ኽልና ዘሎና ኣረኣእያ ንእንሰብከሉን ንእንምህረሉን መገዲ ብኸመይ እዩ ዚጸልዎ፧ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሱስን ሃዋርያ ጳውሎስን ብዛዕባ ሰማዕቶም እንታይ ኣረኣእያ ኸም ዝነበሮም፡ ንሕና እውን ንእምነትን ንተገዳስነትን ንተኽእሎን እቶም እንረኽቦም ሰባት ኣብ ግምት ብምእታው ከመይ ጌርና ንየሱስን ንሃዋርያ ጳውሎስን ክንመስሎም ከም እንኽእል ትገልጽ።