እግረ ጽሑፍ
c መግለጺ ስእሊ፦ ሰብ ሓዳር ኣብ በቤት እናኸዱ ኼገልግሉ ኸለዉ፡ (1) ሓደ ቤት ብጽፈት ከም እተታሕዘን ብዕምባባታት ከም እተሰላለመን፡ (2) ኣብቲ ሓደ ቤት ቈልዑ ኸም ዘለዉ፡ (3) ሓደ ቤት ብውሽጡን ብደጊኡን ከም ዝወዘለ፡ (4) ኣብቲ ሓደ ቤት ድማ ሃይማኖተኛታት ከም ዘለዉ የስተብህሉ። ኣበየናይ ኢኻ ወደ መዝሙር ንምዃን ዝያዳ ተኽእሎ ዘለዎ ኽትረክብ እትኽእል፧