እግረ ጽሑፍ
a ምሕረት ሓንቲ ኻብተን ተፈተውቲ ባህርያት የሆዋ እያ፣ ነዛ ባህርይ እዚኣ ድማ ነፍሲ ወከፍና ኸነማዕብላ ኣሎና። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ የሆዋ ስለምንታይ ምሕረት ከም ዚገብር፡ ኣብ ተግሳጹ ምሕረት ኣሎ እንብለሉ ምኽንያት እንታይ ከም ዝዀነ፡ ነዛ ጽብቕቲ ባህርይ እዚኣ ድማ ብኸመይ ከም እነርእያ ኽንምርምር ኢና።