እግረ ጽሑፍ d መግለጺ ስእሊ፦ ንጉስ ዳዊት ብስምዒት በደለኛነት ተዋሒጡ ስለ ዝነበረ፡ ነቲ ናታን ኣብ ምሳሌኡ ዝጠቐሶ ሃብታም ሰብኣይ ሞት ከም ዚግብኦ ይፈርዶ።