እግረ ጽሑፍ
a ክርስትያናት ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሙሴ ኣይኰኑን፣ እቲ ሕጊ እቲ ግና ንሕና ኽንገብሮ ዚግባእን ክንገብሮ ዘይግባእን ብዙሕ ነገራት ይጠቅስ እዩ። ብዛዕባኡ ምፍላጥና፡ ንሰባት ፍቕሪ ኸነርእን ንኣምላኽ ባህ ከነብሎን ይሕግዘና እዩ። እዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ገለ ኻብቲ ኣብ ዘሌዋውያን ምዕራፍ 19 ዚርከብ ትምህርትታት ንዓና ዘለዎ ጥቕሚ ትገልጽ።