እግረ ጽሑፍ
a የሱስ ወትሩ ንኻልኦት ካብ ርእሱ የቐድም ነይሩ እዩ። ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ፡ ኣብነቱ ኽንስዕብ እንኽእለሉ መገድታት ክንርኢ ኢና። ኣብነት የሱስ ብምስዓብ ጥቕሚ ርእስና ምስዋእ፡ ነባሪ ጥቕምታት ከም ዜምጽኣልና እውን ክንርኢ ኢና።