እግረ ጽሑፍ
b መግለጺ ስእሊ፦ ዳን ዝስሙ መንእሰይ ሓው፡ ክልተ ሽማግለታት ንኣቦኡ ኣብ ሆስፒታል ኪበጽሕዎ ይርኢ። ዳን በቲ ኣብቶም ሽማግለታት ዝረኣዮ ጽቡቕ ኣብነት ይጽሎ። ኣብ ጉባኤ ንዘለዉ ኻልኦት ንምሕጋዝ ከኣ ይለዓዓል። በን ዝስሙ ካልእ መንእሰይ ሓው ነቲ ዳን ዜርእዮ ሓልዮት ይዕዘብ። በን በቲ ናይ ዳን ኣብነት ተተባቢዑ፡ ኣብ ጽሬት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ይሕግዝ።