ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት

እግረ ጽሑፍ

a ፍርሂ ኻብ ሓደጋ ኼዕቍበና ዚኽእል ንቡር ስምዒት እዩ። ብዘይጥዑይ ዓይነት ፍርሂ እንተ ተሰኒፍና ግና፡ ብኣንጻሩ ኽንጕዳእ ንኽእል ኢና። ብኸመይ፧ ሰይጣን ነቲ ፍርሂ እቲ ንዓና ንምጕዳእ ኪጥቀመሉ ይኽእል እዩ። እምበኣር፡ ነዚ ዓይነት ፍርሂ እዚ ንምቍጽጻር፡ ዚከኣለና ኽንገብር ኣሎና። እሞ ደኣ ኣብዚ መዳይ እዚ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ ተገሊጹ ኸም ዘሎ፡ የሆዋ ኣብ ጐድንና ምዃኑን ከም ዜፍቅረናን እንተ ኣሚንና፡ ንዝዀነ ፍርሂ ኸነሰንፍ ንኽእል ኢና።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ