እግረ ጽሑፍ a ሒደት ናዝራውያን ብኣምላኽ እኳ እንተ ተሸሙ፡ መብዛሕትኦም ግና ብፍቓዶም እዮም ናዝራውያን ዚዀኑ ነይሮም።—“ብየሆዋ እተሸሙ ናዝራውያን” ዘርእስታ ሳጹን ርአ።