እግረ ጽሑፍ a መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ከለኻ ዕቤት ምእንቲ ኽትገብር፡ ነቲ ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣብ ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መመወዳእታ ትምህርቲ ዘሎ “ሸቶ” ዚብል ሳጹን ተጠቐመሉ።