እግረ ጽሑፍ b መንፈሳዊ ዕቤት ንምግባር ዚሕግዝ ሓሳባት እንተ ደሊኻ፡ ኣብ ናይ ታሕሳስ 2017 ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ ዝወጸት፡ “ኣቱም መንእሰያት፡ ‘ድሕነትኩም ፈጽሙ’” ዘርእስታ ዓንቀጽ ርአ።