ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • sjj መዝሙር 45
  • ምስትንታን ልበይ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምስትንታን ልበይ
  • ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ምስትንታን
    ንቕሑ!—2014
  • ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ብቐጻሊ ኣስተንትን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ቀናኣት ኣገልገልቲ ኣምላኽ ኪጽልዩን ኬስተንትኑን ኣለዎም
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • “ብቐጻሊ ሕሰቡ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
sjj መዝሙር 45

መዝሙር 45

ምስትንታን ልበይ

ብወረቐት ኣብ እተሓትመ

(መዝሙር 19:14)

  1. 1. ’ቲ ኣብ ልበይ ዘስተንትኖ፡

    ’ቲ ኣብ ኣእምሮይ ዝሓስቦ፡

    ኦ የሆዋ፡ ባህ የብልካ፡

    ይኹነለይ ክፍኣት ኣልቦ።

    ጭንቀት ኪኸብደኒ ኸሎ፡

    ለይቲ ድቃስ ኬስእነኒ፡

    ሽዑ፡ ምስትንታነይ ንጹህ

    ኪዀነለይ ሓግዘኒ።

  2. 2. ንጹህ፡ ዚንኣድ ዘበለ፡

    ሰላም ዚህብ ንኣእምሮይ፡

    ጽቡቕ ዘረባ ዘበለ፡

    ወትሩ ይኹን ሓሳባተይ።

    ኦ ያህ፡ ኣየ ሓሳባትካ፡

    ታእላው፡ ዘይጽብጸብ ድምሩ።

    ከስተንትነሉ’የ ቓልካ፡

    ኣብ ልበይ ከንብሮ ወትሩ።

(መዝ. 49:3፣ 63:6፣ 139:17, 23፣ ፊል. 4:7, 8፣ 1 ጢሞ. 4:15 እውን ርአ።)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ