ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • የሱስ መን እዩ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
    • 6. ብዛዕባ የሱስ ምስ እንፈልጥ ንጥቀም ኢና

      ብዛዕባ የሱስን ብዛዕባ እቲ ንሱ ዘለዎ ግደን ምፍላጥ ኣገዳሲ ምዃኑ፡ መጽሓፍ ቅዱስ የጕልሕ እዩ። ዮሃንስ 14:6ን 17:3ን ኣንብብ፡ ድሕሪኡ በዚ ሕቶ ተመያየጡ፦

      • ብዛዕባ የሱስ ምፍላጥ ኣድላዪ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

      የሱስ ንሰብኡትን ንኣንስትን ንቘልዑን ይምህር።

      የሱስ፡ ኣዕሩኽ ኣምላኽ ክንከውን መገዲ ኸፊቱልና። ብዛዕባ የሆዋ ሓቂ ምሂሩና፣ ብእኡ ኣቢልና ድማ ናይ ዘለኣለም ህይወት ክንረክብ ንኽእል ኢና

  • የሱስ መን እዩ፧
    ንዘለኣለም ብህይወት ንበር!—ኣሳታፊ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ
ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ