ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ሲኦል እንታይ ዓይነት ቦታ ኢዩ፧
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
    • 6. (ሀ) ሽኦልን ሃደስን ሓደ ምዃኑ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ የርኢ፧ (ለ) የሱስ ኣብ ሃደስ ኣትዩ ምንባሩ: እንታይ የረድእ፧

      6 ነዚ ሕቶ’ዚ ቅድሚ ምምላሽና: እቲ ብእብራይስጢ ሽኦል ብግሪኽ ድማ ሃደስ ዝብል ቃላት: ሓደ ዓይነት ትርጕም ከም ዘለዎ ነብርሃዮ። ኣብዚ ቀጺሉ ዘሎ ገጽ ተመልኪቱ ከም ዘሎ ኣብ ናይ እብራይስጢ ጽሑፋት: መዝሙር 16:​10 ከምኡውን ኣብ ናይ ክርስቲያን ግሪኽ ጽሑፋት: ግብሪ ሃዋርያት 2:​31 ብምንንጽጻር ክንርእዮ ንኽእል። ግብሪ ሃዋርያት 2:​31 ካብ መዝሙር 16:​10 ጠቒሱ ክዛረብ ከሎ ነታ ብእብራይስጢ ሺኦል ተባሂላ ዘላ ብግሪኽ ሃደስ ኢሉ ተርጒምዋ ከም ዘሎ ተዓዘብ። የሱስ ክርስቶስ ኣብ ሃደስ ወይ “ሲኦል” ኣትዩ ከም ዝነበረውን ተዓዘብ። ኣምላኽ ንክርስቶስ ኣብ ናይ ሲኦል ሓዊ ኣሳቕዩዎ ኢዩ ኢልናዶ ክንኣምን ኢና፧ ኣይንኣምንን! የሱስ ኣብ መቓብር ኢዩ ነይሩ።

  • ሲኦል እንታይ ዓይነት ቦታ ኢዩ፧
    ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ
    • [ኣብ ገጽ 83 ዘሎ ሳጹን]

      እታ “ሺኦል” እትብል ናይ እብራይስጢ ቃልን እታ “ሃደስ” እትብል ናይ ግሪኽ ቃልን ትርጕመን ሓደ ኢዩ

      ኣመሪካን ስታንዳርድ ቨርሽን

      መዝሙር 16:​10

      10. ንነፍሰይ

      ኣብ ሲኦል ኣይትሓድጋን፣

      ቅዱስካውን ጥፍኣት ክርኢ

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ